ዝንበብ ዘሎ Current Readingፍልስፍና ማለት መሰረታዊ ዝኾኑ ናይ ደቂ ሰባት ሓሳባት ዝሓዙዎ ሓቂ ንፍትሸሉ ናይ መፅናዕቲ ዓዉዲ
ጌርካ እዉን ምውሳድ ይክኣል እዩ። መሰረታዊ ሓሳብ ኽንብል ኸለና ከም ኣእምሮ፣ፍልጠት፣ ንቕሓተ
ሕልና፣ ስነ ምግባር፣ እግዝኣብሔር፣ ሓቂ፣ ፍትሒ፣ ማዕርነት፣ ነፃነት፣ ሓርነት፣ ወዘተ ማለትና እዩ። ናይ
ፍልስፍና ዋና ትኹረት ድማ ብዛዕባ እንታይነት እዚኦምን ውሽጣዊ ርክቦምን ምፍላጥ/ምምርማር እዩ።
ንህጅትይቱ ክ
Reviews
There are no reviews yet.