ፍልስፍና ማለት መሰረታዊ ዝኾኑ ናይ ደቂ ሰባት ሓሳባት ዝሓዙዎ ሓቂ ንፍትሸሉ ናይ መፅናዕቲ ዓዉዲ
ጌርካ እዉን ምውሳድ ይክኣል እዩ። መሰረታዊ ሓሳብ ኽንብል ኸለና ከም ኣእምሮ፣ፍልጠት፣ ንቕሓተ
ሕልና፣ ስነ ምግባር፣ እግዝኣብሔር፣ ሓቂ፣ ፍትሒ፣ ማዕርነት፣ ነፃነት፣ ሓርነት፣ ወዘተ ማለትና እዩ። ናይ
ፍልስፍና ዋና ትኹረት ድማ ብዛዕባ እንታይነት እዚኦምን ውሽጣዊ ርክቦምን ምፍላጥ/ምምርማር እዩ።
Reviews
There are no reviews yet.